ምስጢረ ሥላሴ

 

እንቛዕ ብሰላም መጻእኩም


፩ ኣምላኽ ብዝኾኑ ብስም፥ ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እናኣመንና እንቛዕ ብሰላም ናብ’ዚ ቅድመ ገጽ መጻእኩም ንብል።

እዚ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስትያን መንበረ ጻባዖት መድሃኔ ዓለም ለንደን ቅድመ ገጽ፥ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ እምነት፥ ባህልን ስርዓት ኣምልኾን ዝሕብር ኣብ ርእሲ ምዃኑ፥ ሰፊሕ ዝኾነ ናይ ቤተ ክርስቲያንና መንፈሳዊ ኣገልግሎት ንምፍላጥን ናይ በረኸት ተኻፈልቲ ንምዃንን ቅድስት ቤተ ክርስቲያን መንፈሳዊ መጸዋዕታ ተቕርብ።

Welcome to Our website


In the name of The Father, and of The Son and of The Holy Spirit, we welcome you to the website of Debre Sahl St Michael’s Eritrean Orthodox Community Church in the United Kingdom. We hope this website will give you an insight of the Eritrean Orthodox Church.